ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘግልግል ፅሕፈት መሳርሒ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን

2 ናይ 2011/12ዓ/ም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሃደሰን

3 ንሐደ ደኩመንትት ዘይምለሰ ብር 100 ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ፤

4 ተገዚኡ ዝመፀ ንብረት ኦርጂናል ምካ ሓላፍነት ወሲዱ ዘቅርብ

5 እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::

6 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 04/10/2012 ዓ/ም ክሳብ 19/10/2012 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ወ/ቆ/ተምቤን

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 19/10/2012ዓ/ም ሰዓት 04:30 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 05:00 ይኽፈት

8 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን  ንሕድሕድ ብር 5000.00/ ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::

9 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344- 460583/052/ምድዋል ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo