ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ኩባንያ ኣብ ላጪ ጨንፈር መቐለ ዝርከብ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሪካል ጀነሬተር ፣ አየር ፣ ኮምፕረሰር፣ ሃንድሮለር ፣ ቫይቭሬተር፣ ዋተር ባምፕ ፣ ከምፓክተር ፣ ዌልዲንግ ጀነሬተር፣ ፎቶ ኮፒ ፣ ፊሪጅ ፣ መፃረይ ማይን ካልኦትን ዝተፈላለዩ ንብረትን አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ኣማሊእኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ

1 ተጫረቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ኮይኖም ምስቲ ሰነድ ዉን ቅዳሕ ከተሓሕዙ ይግባእ

2 ተጫረቲ ንጨረታ ዝተዳለወ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዝርዝር ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናኸፈሉ ካብ ቢሮ ዲስፖዛል ዲቪዥን ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ካብቲ ትካል ዝተወሃቦም ዋናን ናይ ጨረታ ሰነድ ጥራሕ ተጠቂሞም ብዘይ ስርዝ ድልዝ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከይሓወሱ ማለት ብዘይ ቫት ንሕድሕድ ዋጋ መሊኦም ፈርሚኩም ሓቲምኩምን 04/10/2012ዓ/ም ክሳብ 09/10/2012ዓ/ም ክተቅርቡ አለኩም

4 ተጫረቲ እቲ ትካል 15 ሚኢታል ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘክፍል ምካኑ ክፍለጥ ይግባእ

5 ተጫረቲ 50,000.00 መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ኣታዊ ገይሩኩም ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ምስ ሰነድ አተሓሒዝኩም ከተቅርቡ ይግባእ

6 ተጫረቲ ነቲ ንብረት ብኣካል መፂኡኩም ብምርኣይ ናይ ሓደ ዋጋ ክትመልኡ ይግባእ

7 ጨረታ ዝኽፈተሉ 09/10/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ድ/ሰዓት ይክፈት

8 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 09 14 72 49 32 /03 44 40 34 78

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo