ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት / ናይ ቅድሚት ዓብይ መብራህቲ 02 ፣ ናይ ኢድ ፍሬን ናይ ቅድሚት 01 ፣ ካንዴላ 04 ፣ ናይ ባለስትራ ጎሚኒ 08 ፣ ናይ ቅድሚት መስትዋት 01 ፣Pulley /ፖሊ/ 01/፣ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት

2 በዚ መሰረት ፕሮፎርማ ክሳብ 05/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 05/10/2012ዓ/ም ሰዓት8፡30 ይኽፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 56 63 / 03 44 40 43 46

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo