ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣጎልግሎት ንምሃብ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት እቲ ትካል ኣብ ዝተፈላለየ ቀፅሪ ዝርከብ ትካል ብምሕላዉ ብግልፂ ዝርዝር ዘማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን  ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርቡ

2 ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 03/10/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ዘይቲ ሞተር 10,000.00 ብር ከትሕዝ ዝኽእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 23/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 23/10/2012ዓ/ም በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒነ ነኒ በይኑ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝኽእል

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 35 65

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo