ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣቅሑት ቢሮን ፣ ምንፃፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ::

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ (ቲን) ዘለዎን መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ፣ ተወሳኺ እሴት ታክስ ከቅርቡ ዝኽእሉ ከምኡውን ናይ ወርሒ መጋቢ ሚያዝያ ጉንበትን ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

2 ሰነድ ጨረታ ካብ 04/10/2012 ዓ/ም ክሳብ 22/10/2012 ዓ/ም ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል።

3 ጨረታ መክበሪ ብር 5,000.00 ሽሕ ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከቅርቡ አለዎም::

4 እቲ ጨረታ 22/10/2012ዓ/ም ናይ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 4:00 ቅድም ኢሉ ኣብቲ ቢሮ ኣዳራሽ ይክፈት።

5 እቲ ቢሮ ዝዕድጎም ኣቅሑት ከምኣድላይነቱ 20% ናይ ምውሳክ ወይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ።

6 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 45 መዓልቲ ይኸውን።

7 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ኣትሒዙ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል፤

7 ተጫረቲ እተቅርብዎ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክስ ሓዊስኩም ክተቅርቡ ኣለኩም። (ቫት ይሓውስ እዩ) ኢልካ ምፅሓፍ ኣይከኣልን።

8 ሰዓራይ ዘሰዓሮም ኣቅሑት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብቲ ቢሮ ኣታዊ ይገብር።

9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ እቲ ቢሮ ዝርከበሉ ቦታ ኮምፕሌክስ (ናይ ሓባር ህንፃ) ብኣካል ብምምፃእ ብስ.ቁፅሪ 0344-408877 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo