ኣብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ፣ ዝተፈላዩ ዓይነት ንብረት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሸይጦ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ

1 በዚ መሰረት ክትጫረቱ እትደልዩ ካብ 02/10/2012ዓ/ም ክሳብ 04/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት መፅእኹምም ብምርኣይ ናይ እትጫረተሉ ዋጋ ብፖስታ ኣሺግኩም ንዕለት 05/10/2012 ሰዓት 3፡00 ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡30 ንዝኽፈት ኮይኑ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 500 ከትሕዝ ዝኽእል ተጫረቲ ወይ ተወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዝኽፈት ይኾዉን ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ከይተኸፈተ ኣይተርፍን

2 ዝርዝር ናይቲ ንብረት ካብ ኮሌጅ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ምዉሳድ ዝክእል ምኻኑ ንሕብር

3 ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ 03 44 40 45 92

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo