ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል BF/06LSD ኮድ 4-12965 ዴዉ መኪና ቦዲ እድሳት፣ ቀለም ምቅባእ ፣ ዝተባለሸወ ኮርኒስ ምስትኽኻል ካልኦትን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ቀለም ስትኮን ካልኦትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝይ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ

1 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ንግድ ፍቃድ ቲን ናምበር

2 ዝታሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 02/10/2012ክሳብ 05/10/2012ዓ/ም ሰዓት4፡00 ዝክፈተሉ ዕለት 05/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30

4 ኦርጅናል ንብረት ከቕርብ ይግባእ

5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo