ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳሰትሪ ክልል ትግራይ

1 መኸበሪ ጨረታ ብር 1000.00 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

2 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 ተኸታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ክወስድ ዝክእል

3 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ንብረት እንተዘይወሲዱ ንመኸበሪ ጨረታ ዘትሕዞ መጠን ገንዘብ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ይኸዉን

4 ናይ ዝሽየጥ ዝርዝር ንብርት ዝሓዘ ሰነድ ካብ ኤጄንስና ምዉሳድ ዝኽእሉ ኮይኖም ካብ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ክሳብ 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ምዉሳድትካኣል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተወዳደርቲ ኣብ ዝተረከብሉ ዝኽፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ እንተዘይትረኪቦም እዉን ጨረታ ምኽፋት ኣየተኣጋግሎን

6 ተወዳደርቲ ሽም ፣ ኣድራሻ፣ ሞባይል ቁፅሮም ፌርምኦምን ብንፁር ክመልኡ ኣለዎም

7 ኤጄንስና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 4240 00 09

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo