ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ት/ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ጎማን እስፔርን ኣቅሕት ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ

ቤት ፅሕፈት ምምር/ዞባ ደቡብ ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓመት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒን ከቕርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል

3 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ናይ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ቫት ዲክልሬሽን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

4 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 17/10/2012ዓ/ም ዘይምለስ 30.00 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒን ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 84 መፂእኩም ክትገዝኡ ትክእሉ፤

6መከበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ሽሕ ብሲፒኦ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

7እቲ ጨረታ ዕለት 17/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡

8ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከረክብ ዝክእል፤

9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስን መሰል ኣለዎ፡፡

10 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 47 77 10 09/03 47 77 08 68/09 01 98 19 42

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo