ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ መሰረተ ልምዓት ንምስፍሕፋሕ ናይ ሓይሊ መብራህቲ ገመድ ንምግዛእ ስለዝደለየን ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መስራሕቲን ኤሌክትሮኒክስ ን ብተመሳሳሊ ዓዉዲ ዝተዋፈርኩም ነጋዶን ዉልቀ ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘርፊ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ሞያ ፍቃድ ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

2  ተመዝገቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ መጋቢት 2012ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ  መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 26/09/2012ዓ/ም  ክሳብ 11/10/2012ዓ/ም ካብ ሓይሊ መብራህቲ ሽረ እንዳስላሰ ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ 5000 ጥረ ገንዘብ ወይካዓ ብሕጋዊ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከተትሕዙ እትክእሉ

5 ተጫረቲ ነቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ክልተ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብምፅሓፍ ናብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምእታዉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ከተእትዉ ትክእሉ

6 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ  ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

7 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምትሓዝ ናይ ዝሰዓርዎ መጠን 10 ሚኢታዊ ከትሕዙ ይግባእ

9 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ወይም ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 1387 23

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo