ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክትወደደሩ ንዕድም

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 01/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ሰዓት4፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo