ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲጉዶም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ቢሮ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲጉዶም

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎ ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስን ወርሓዊ ሒሳብ ዘወዳደርሉ መረዳእታ

3 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ

4 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 26/09/2012ዓ/ም ክሳብ 16/10/2012 ዓ/ም ምዉሳድ ይክእሉ

6 ሳንዱቅ ጨረታ 17/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 37 02 32

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo