ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብመሸጣ ንብረት ከወግድ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

1 ናይ ምጭራት ዓቕሚ ዘለዎ ኩሉ ምስታፍ ዝኽእል ምኻኑ

2 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ንተኸታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ጨረታ ሰነድ ብምግዛእ ክጫረቱ ዝኽእል ምኸኑ

3 ተጨራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ብር 30.00 ዘይምለስ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስድ ዝኽእል ምኻኑ

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ትሕጃ ብር 500 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

6 ኮሌጅና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0 42 40 94 67

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo