ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ነዚይ ግልጋሎት እትህቡ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ 27/09/2012ዓ/ም ክሳብ 02/10/2012 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ሰነድ መሊኡ ናብቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጄንሲ ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 02/10/2012 ድ/ሰዓት 09፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 09፡30 ይክፈት

3 ኣብዚ ጨረታ ዘሸነፈ መቅረባይ ካብቲ ጠቅላላ ዘሸነፎ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕል ብኽትሓዝ ዉዕሊ ዝኣስርን ካብቲ ዉዕል ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 15 ተካታታሊ መዓልቲ ኣጠቃሊሊ ዘቅርብ

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo