መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ/ዉ /ማሕበር ኣብ ከባቢ ኣሸጎዳ ዝርከብ ስራሕቲ ሎጅድቲክ ስቶር ብጨረታ ክትጫረቱ ድሌት ዘለኩም ደረጃ GC-3 ወይም BC-3 ልዕሊኡን ንምስታፍ ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ተጫረቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ናይ ኮንስትራክሽን / ናይዚ ዘርፉ / ፍቃድን ዘለዎን ቫት ምዝጉቡን ምኻኑን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ ብተወሳኪ ናይዚ ወርሒ ሬጅስተርን ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ሰነዳት ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሕሓዝ ናይ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ብር 100 ዘይምለስ ብምክፋል ካብ ዕለት 27/05/2020 ክሳብ 05/06/20201 ኣ.ፈ ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋ ቀረብን መምርሒ ክወስዱን ከእትዉን ይክእሉ

3 ተጫረቲ ብር 700,000.00/ ሸዉዓተ ሚኢቲ ሽሕ ብር/ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብስምዒ ዝተኣሸገ ስፒኦ ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ ጥረ ገንዘብን ብስምዒ ዘይተዓሸገ ስፒኦ ከምኡ እዉን ካሊእ ዓይነት ጨረታ መኸበሪ ተቀባልነት የብሉን

4 እቲ ጨረታ ዕለት 05/06/2020 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይም ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋ ቀረብን መምርሒ ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 68 03

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo