ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 ናይ ህንፃ መሳርሒ 2 ናይ መኪና ኣቅሑ

ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም

1 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም  ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝኽእል

3 ናይ ቀረባ እዋን ቫት ዲክለሬሽን ከቅርብ ዝኽእል

4 መኸበሪ ጨረታ ንህንፃ መሳርሒን መኪና መለዋወጢ ኣቅሑን ንሕድሕዶም 3000 ሽሕ ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ይግባእ

5 ዝሰዓርክዎም ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ተቕርቡ

6 ተጫረቲ ዝምልከቶኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ሕድሕዶም 50 ዘይምለስ እናኸፈልኩም ኩሉሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 18/09/2012ዓ/ም ክሳብ 02/10/2012ዓ/ም ኣብ ኮሌጅና ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ብዕለት 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

8 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተዋሳኪ ሓበሬታ 03 45 51 07 49/ 03 45 51 00 28

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo