ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሉ ንዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ፓርት ናምበር

በዝሒ

ዋጋ ሰነድ

መኸበሪ ጨረታ

1

ብርጅስቶን ጎማን  ምስ ካላማደርያ

M7.50R16

15

30

3000.00

2

ዶላር ብርጅስቶን

265/65 ቁፅሪ 17 መፍለይ ቁፅሪ 697 ብፃዕዳ ፅሑፍ

05

30

3

ኣዲስ ጎማ ምስ ካላማደርያ

M7.50R/16

10

30

1 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኹምን

2 ቲን ረጂስተር ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርትፊኬት ዘለኩም

4 VAT ተመዝገብቲ ዘኮንኩም

5አሸናፊ ምሰ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ቤት ፅሕፈትና ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ጨረታ ሰነድ ብምምላእ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እናዓደምና እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 03/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ዝክፈት ምኻኑ እናሐበርና ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo