ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ቶሽባ ላፕ ቶፕ ንብረት ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

3 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም እስካብ 26/09/2012ዓ/ም ይከዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 26/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት5፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 6፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo