ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ሸራሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ናይ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ 4ይ ርብዒ ዓመት ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ክገዝእ ስለዝደሊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም

ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ

1 በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣ መቕረባይነት ዘለኩም 

2 መመለይ ቁፅሪ ወረቀት ምስክር ዝተመዝገብኩም

3 ናይቲ ዘፈር ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ዘለኩም

4 ተጫረቲ ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምስ ናይ ዋጋ ሰነድ ዝርዝር ብምትሓዝ ዓሺጉኩም ኣብ ሳንዱቕ ጨረታ ከተእትዉ አለኩም

 5 ሰነድ ጨረታ ብነፃ ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሸራሮ ማያኒ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ክትወስዱ ትክእሉ

6 ኩነታት መጋዓዓዚ ብናይ ሆስፒታልና ዝሽፈን ይከዉን 

7 ካብ ዘሰዓርኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ 10%  ከተትሕዙ እትክእሉ

8 አብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝኮዉን ገንዘብ ሕጋዊ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋፀ ሕጋዊ ክፍሊት ቼክን ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ከተትሕዙ እትክእሉ

9 ሰነድ ጨረታ ካብ 18/09/2012 ዓ/ም ክሳብ 25/09/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምዉሳድ ትክእሉ

10 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

11 እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 60 መዓልቲታት ይከዉን

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 48 50 00 71/ 03 48 50 00 74

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo