ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ሌጣ ፈረስ መወዳደርን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን

1 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 13/06/2012 ዓም ክሳብ 16/ 06 /2012 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፐስፍኬሽን ምዉሳድ ይከኣል

2 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነትን ከፒ ከቅርብ አለዎም

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 88 87

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo