ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ማት ዲስክቶፕ ኮምፒተራት ፣ ላፕቶፓት ፣ ፕሪንተራት ወ.ዘ.ተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ዘለኩም

2 ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም

3 ቲን ካርድ መረዳእታ ዘለኩም

4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ከምኡዉን ድማ ናይ ወርሒ ታሕሳስ ዲክለር ዝገበርኩም

5 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት አተሓሒዙ ዘቅርብ ፣ ቲን ናምበር ዘቅርብ

6 ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኸበሪ 3000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ወይ ሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

7 ናይ ሽያጥ ዝርዝር ዶክመንት ዘይምለስ 50 ብር ብምዕዳግ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከ/ስ/ዕ/ዕ/ን/ምም/ርን ቁፅሪ 01 ምዉሳድ ይካኣል

8 ካብ ዕለት 10/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክመንት ብምምላእ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፀሪ 01 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ

9 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይኽፈት

10 ጨረታ ዝሰዓረ ዉዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 67 00 78

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo