ስምረት ሕርሻን ኢንዱስትሪ አ ማ ኣብ ዓይደር ንዝርከብ ትካሉ ናይ ምህርቲ አድራሻ ናይ ዋርዲያ ገዛ ቢሮን ሓፁርን ሰብ ሙያ ኮንስትራክሽን አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚይ ካብዚ ንታሕቲ ብግልፂ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ተመሉኡ ሰብ ሙያ ክትሳተፉ ንዕድም

ስምረት ሕርሻን ኢንዱስትሪ ኣክስዩን ማሕበር

አብቲጨረታክህልዉዝኽእሉኩነታት

ጨረታወሃባይትካልብናይባዕሉምኽንያት(መበገሲ)ወይካብተጫረቲብዘቕርቡሉሓሳብወይሕቶነቲጨረታናይግዜገደብንኹሉተጫራታይብስልኪወይብፅሑፍአፍሊጡከማሕይሽይኽአልእዩ

  1. ናይጨረታሰነድክሳብ 21/05/2008 ዓም 06 ሰዓትብኢድወይብዝተመዝገበመልእክቲክዉሃብወይከበፅሕይግበር
  2. ተጫረቲአስማቶምአብቲልዕሊኢንቨሎፕብግልፂክፅሕፉወይክሕትሙይግባእ
  3. ካብቲዝተጠቐሰሰነድመቕረቢመዓልቲዳሓርዝመፁሰነዳትተቐባልነትየብሉን
  4. ናይመወዳደሪዋጋብፊደልንብአሃዝንክፅሓፍአለዎኣብዚአፈላላይእትንተሃልዩአብቲፊደልዘሎይዉሰድ
  5. ናይቲጨረታተዓዋታይምስዓሩብዝተገለፀሉመዓለቲጀሚሩአብ 30 መዓልቲስርሑዛዚሙከረክብአለዎ

አብዚጨረታዝሳተፉተጫረቲ

  • በቲዘርፊዝተሐደሰንግዲፍቓድዘለዎ
  • ናይዚዘመንዚግበሪሙሉእብሙሉእዝኸፈሉንመረዳእታዘቅርብን
  • ናይጨረታመክበሪዳሓርዝምለስኮይኑካብቲዝተጫቶ 0.05ፐርሰንትብባንኪዝተመስከረሉቼክከቕርብዝክእል
  • ናይቲጨረታሰዓራይእቲኮንስትራክሽንዛዚሙዘረክበሉግዜጀሚሩንሐደዓመትወስትናዝህብክኸዉንአለዎ
  •  
  1. ንሕድሕድጨረታሰነድዘይምለስብር 200 ብምክፋልእዚጨረታምልክታካብዝወፀሉመዓልቲጀሚሩአብዘለዉ 4 ተከታተልቲመዓልቲታትቐደማይወያነዕደጋማእከል 1ይ ደብሪብሎክሀ/Aአብዝርከብቢሮቑፅሪ 110 ብምቕራብምግዛእይከኣልእዩ
  2. እቲጨረታሰነድምስስፒኦሓዊሱብስምብዝተዓሸገሐደፖሰታዉሽጢከቕርብአለዎ
  3. ተጫረቲዝጫረትሉዋጋብዝርዝርአብቲሰነድአብዘሎመቕረቢቦታግልፂተመሊኡክሳብራብዓይመዓልቲ(ንቐዳማፍርቂማዓልቲ)ሃዊሱሰዓት 6 አብቲዝተጠቐሰቢሮብምምፃእከቕርቡይግባእ
  4. ጨረታዝክተሉመዓለቲብስልኪወይብሚዲያዝግለፅይኸዉን
  5. ናይቲጨረታሰዓራይ 10 ሚእታዊካብቲጠቐላላዋጋዉሕስናከትሕዝይግባእ
  6. እቲትካልዝሐሸአማራፂእንተረኪቡብምሉእወይብዘተወሰነናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ
  7. አሰራሓይናይቲኮንስትራክሽንከይዲበቲዉዕሊመሰረትዝቐረብዝርዝርመግለፂ (Specification) መሰረትዝኸይድንዝተዛዘመንምካኑናይምርግጋፅመሰሉዝተሐለወእዩ
  8. ማተርያልብመጫራታይዝቐርብይኸዉን
  9.  
  • ቐዳማይወያነዕደጋማእኸልብሎክ ሀ/A 1ይ ደብሪቢሮቑፅሪ 110 ተሻላፕሮሞሽን
  • ሞባይል 0911065279
  • ስምረትሕርሻንኢንዱስትሪኣክስዩንማሕበር

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo