መባእታዊ ሆስፒታል ወልቃይት ዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መድሓኒት ፣ ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መባእታዊ ሆስፒታል ወልቃይት

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣

2 ናይ መቅረብቲ ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋልቲ ግብሪ ዋናን ቅዳሕን

4 ነቲ ዝካየድ ጨረታ መኸበሪ ዝዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ፣ መድሓኒት ፣ ናዉቲ ሕክምና  6000.00 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይ ካዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ዘቅርቡ

4 ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያ ኣጋዓዒዞም ኣብ ወልቃይት መባእታዊ ሆስፒታል ከረክቡ ዝክአሉ

5 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ካብ 08/06/2012ዓ/ም ክሳብ 23/09/2012ዓ/ም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ሱሑል እንዳስላሰ እናወሰዱ ሓደ ዋናን ቅዳሕን ብምግባር ኣብ ሆስፒታል ሱሑል እንዳስላሰ ናብ ዝርከብ ጨረታ ሳጡን ከእትዉ ዝክእሉ

7 እቲ ጨረታ 23/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ሱሑል እንዳስላሰ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 12 01 95 87 /09 14 04 21 42 /09 79 10 17 45  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo