በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1 ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘቅርቡ

4 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ

5 ናይ ወርሒ መጋቢት2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮፈሉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 መኸበሪ ጨረታ 16,000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘትዘሑ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ፋይናንስ ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ቢሮ ቁፅሪ 04/05 ብምዉሳድ ዋጋ ብምምላእ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ካብ 08/09/2012ዓ/ም ክሳብ 26/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6፡00 ምእታዉ ይካኣል

8 ሰነድ ጨረታ 26/09/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ቤት ፅሕፋትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo