ቤት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ናይ ሞዴል 106L TOYOTA መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዊዒት የቕርብ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012ዓ/ም ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑ ናይ ወርሒ ሚያዝያ ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ሰርተፊኬት ከምኡ አዉን ዝተሓደሰ ናይ 2012መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝኽእል

2 ካብ ትካልና ደጋፊ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ቁፀሪ 28 ካብ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/09/2012 3፡30 ሰዓት ንጉሆ ናይ ስራሕ ሰዓት  ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ዕለት 21/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ንጊሆ ብምዕፃዉ ወይ ከዓ ብምሽዓግ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ክርከቡ ይኽእሉ እዮም

3 ተጫረቲ ሎት 1 ኤሌክትሮኒከስ መከበሪ ጨረታ 4000.00 ብር ሎት 2 መኪና መለዋወጠ ኣቅሑት መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይም ብስፒኦ ወይም ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 በቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ንብረት ከእቱ ዝኽእል

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo