ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ንኣጎልግሎት ዘዉዕሎም መድሓኒታት ብ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡

ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ  ፍቃድ ስራሕ ዘለዎምን፣ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ናይ 2012 ዓ/ም መለለይ ቁፅሪ ወይ ቲን ቁፅሪ ኣብ ናይ መንግስቲ ግዝኢት ንምስታፍ ዝተወሃበ

3 ተጫረቲ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከተሓሕዝ ወይ ከማልእ ዝክእል

4 ተጫረቲ ኣብ ናይ ሆስፒታልና ሰነድ ቅጥዒ ጥራሕ ክመልኡ ኣለዎም

5 እቲ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት የብሉን

6 ናይ መድሓኒት ዝርዝር መግለፂ በቲ ዝተቀመጠ ዝርዝር ጥራሕ መሊኡ ክወዳደር ኣለዎ

7 በቲ ዝቀረበ ሽፔስፊኬሽን ጌሩ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ

8 ኣብቲ ናይ ጨረታ መምርሒ ሕጋዊ ማህተም ፌርማ ኣድራሻን ክህልዎ ይግባእ

9 ዕድመ ናይ መድሓኒት ልዕሊ 6ተ ዓመት ክከዉን ኣለዎ

10  ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ከትሕዝ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ዝክእል 10000.00 ከትሕዝ ዝክእል፡

11 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ

12 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 30/08/2012ዓ/ም ክሳብ 16/09/2012ዓ/ም እዩ

13 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ

14 ጨረታ ዝክፈተሉ 16/09/2012 ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

15 ሰዓራይ መኸበሪ ጨረታ 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል

16 ዝሰዓሮ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ዘቅርብ፤

17 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0344-460050 /51 ምሕታት ይከኣል እዩ፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo