ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2012 ዓ/ም 3ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ምድብ 1- ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ፤ምድብ 2- ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ኣርም ቼር ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ::

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ

1 ናይ 2011/ዓ/ም ግበሪ ዝኸፈሉን ናይ 2012 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርቡ፤

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ TIN ዘለዎምን VAT ተመዝገብቲ ዝኮኑን ወርሓዊ ዲክሌሬሽን ክሳብ ናይ ጥሪ 2012 ዓ/ም ሪፖርት ዝገበርሉ ማስረጃ ዘቅርብ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለዎም፤

3 መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO 2000.00 ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፤

4 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎም ንብረታት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያ ናብ ኮሌጅና ነጋዕዝ፤

5 እቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዋጋ መሊኦም ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ዶክመንት ዘቕርቡ:

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 26/08/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/09/2012ዓ/ም ሰነድ ዝውሰደሉ እዋን ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ዘይመለስ 30.00 ብር እናኸፈልኩም ክወስዱ ይኽእሉ::

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዉያን ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት::

8 ሰነድ ጨረታ ተነፂሩ ንዝወሃብ መምርሒ ተጫረቲ ሙሉእ ብሙሉእ ተግበራዊ ክገብሩ ዝኽእሉ፤

9 አብቲ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 20 % ምዉሳክን ምቅናስ ከም ዝህሉ ዝተረደአ

10 ምክፋት ጨረታ ሕጋዊ ነጋዶ ወይ ወኪላቶም ብዘይምቅራቦም ናይ ጨረታ ምክፋት ዘይተኣጓጎል ምካኑ፤

11 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347-752538 ወይም 0914-743683 / 0914-189509 ምሕታት ይካኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo