ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላባራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኽፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነትን ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ

4 ተወዳደርቲ እትጫረቱሉ ዶክመንት ብፖስታ ካብ ዕለት 28/08/2012ዓ/ም ክሳብ 30/08/2012ዓ/ም እናመፃኩም ምሃብ ትክእሉ

5 አቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት9፡00 ዝፀንሕ ኮየኑ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 9፡30 ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo