ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣ/ማ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ካዛ ናይ ካፒታል አቁሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዩን ማህበር

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መፍለይ ቐፅሪ TIN ዘለዎም ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ከምእዉን ቫት ተመዝገብቲን ዝኮንኩምን ተመዝገብቲ ዘይኮንኩምን ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም

2 መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብር 3000 ከትሕዝ ዝክእል

3 ካብ ዕለት 26/08/2012 ዓም ክሳብ 10/09/2012 ዓም ዘሎ ግዜ ዘይምለስ ብር 30 እናከፈልኩም ካብ ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ኣማ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ኣብ መሬት ኮይኑ ንምዕራብ ገፅ ዝርከብ ካዛ ክፈሊ ዕደጋ ፋይናስን ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ስራሕ ሰዓት ቀደማ ድማ ክሳብ ሰዓት 6:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ዕለት 11/09/2012 ዓም ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ስራሕቲ ንግዲ ኣማ ክፍሊ ፋይናንስ ብግለፂ ይክፈት

5 ተጫረቲ ፋይናንሻል ቴክኒካል ሰነድን ነኒበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናል ሰነድ ናብ ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑትን ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣማ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ህነፃ ኣብ መሬት ንምዕራብ ገፅ ዝርከብ ካዛ ክፍሊ ዕደጋ ፋይናንስ ብምምፃእ ነዚ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ትገብሩ ትክእሉ

6 እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይከዉን

7 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪ ከብ ዘሸነፎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ሰዓራይ ዝኮነ ትካል ዘሸነፎ ኣቅሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮና ኣታዊ ይገበር

9 ቢሮና ካብ ዝዕድጎም ኣቅሑት ከምኣድላይነቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ናይ ምቅናንስ ይክእል ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400081

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo