ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንልምዓት ሕርሻ ሓለዋ ስነ ከባብን መዓድንን ኢነርጅን ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናዉቲ መድሓኒት ሃለቅቲ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26/08/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 29/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo