ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳ ጋዜጣ ወይን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ /Tin/ : ዝተሐደሰ መቅረባይ ሰርቲፌኬት: VAT ተመዝገብቲን ንናይ ዝሐሸለፈ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ንዘቕርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍከሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ፋይናንስ ምምሕዳር ኣብ ምድሪ ቢሮ ቁፅሪ 8 ካብ 12/05/2008 ዓ/ም ጀሚሩ 30 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ መክበሪን ን ፅሕፈት መሳርሒ 4000 ንፅሬት ኣቁሑት 2000 ንኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት 5000 ንመኪና ጎማ ብር 3000 ብመልክዕ ጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክሬዲትን ከትሕዝ ዝክእል ትክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/05/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጀናልን ሐደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፐስታ ኣብ ላዕሊ ብዝተጠቀሰ ናይ ፅ/ቤትና አድራሸን አብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ አለዎም

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ኣድራሻ ጉና ህንፃ ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ቢሮ ቁፅሪ 8 ልዕሊ ኣክሱም ሆቴል እዩ

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 67 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo