ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላየ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስን ከመኡ እዉን ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ቅያር ስፔር ጎማ ባትሪን ኣብ ኣብያተ ንባብን ካልኦትን ዝርከብ ዘገልገሉ መፃሕፍትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 ተጫረቲ ዝተሓደሰ ናይ ነባራይነት መለለይ ካርድ ማለት መታወቅያ ከቅርብ ዝኽእል

2 ዝኾነ ይኹን ፍቓድ ንዘለዎም ድማ ናይ ዘመኑ ግብሪ ብምኽፋል ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ  ደኣንት ንዝኾኑ ድማ ዝተሓደሰ ናይ ደኣንት ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝኽእሉ

3ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 31 ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 30 ብ ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ሲፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ብር 2000.00 ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 03/09/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይኽፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo