ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ክ/ከተማ ዓይደር ፍሉይ ሽሙ ዓዲ ሕሩስ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት ኣብ እቲ ማሕበርና ዝተሓቆፍና በዝሕና 193 ዝኾና ኣባላት ናይ ሓባር መስርሒ ቦታ ዝርከብ ናይ ማይ ተፋሰስ ( Drainage) መሀደሚ ዝዉዕል ዓቐን ዘለዎ ቴንዲኖ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ማሕበር ሓፂንን ዕንፀይትን

1 ቲን ናምበር: 2011 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ንግዲ ፍቃድን ኦርጅናልን ኮፒን ይተሓሓዝ

2 ትካልና ኣብቲ ዝስራሕ ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

3 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ ካብ 22/ 08/ 2012 ዓም ጀሚሩኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁጽሪ 117

4 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ሓሙስ 28/08/2012ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ሓሙስ 28 /08 /2012ዓም 8:30 ድሕሪ ሰዓት

6 ድርጅትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት በዘይ ምርካቦም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጋሉን

8 ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉ ዝክፈተሉን ቢሮ ቁፅሪ ህንፃ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቢሮ ቁፅሪ 117

9 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል

10 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ 3000 ከትሕዙ ይግባእ

11 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረትሉ ሳይት ፕሮጀከት ኣብ ዉሽጢ 3 ወርሒ ከረክብ ዝክእል

12 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ 20 ብር

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 09 27 75 70 51/03 42 41 02 33

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo