ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ወረድኡ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነት ወረቀት ምስክርን ዘለኩም፤

2 ቲን ናምበር ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ፤

3 ተመዝገበቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጥሪ 2012 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 22/08/2012 ዓ/ም ክሳብ 07/09/2012 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንሎት ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ካብ ሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

6 ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 07/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

7 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካብም ጨረታ ሰነ ስርዓት ኣይተኣጎጎልን፤

8 ተጫራታይ ሰዓራይ ኮይኑ ምስተረከበ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ገንዝብ 10 ሚኢታዊ ብጥረ ገንዝብ ወይ ካብ ሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብምትሓዝ ዉዕል ኣሲሮም ንብረት ብዝታኣዘዝዎ ዝርዝር መዐቀኒ ረቆሒ መሰረት ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታታልቲ መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዚ ኣብ ወረዳ ፀገዴ ትልምን ፋይናንስ አታዊ ይገብሩ፤

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

10 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 መዓልቲታት ይከዉን፤

11 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914-190333 /0918322966 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo