ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈታት ግለጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ መኪና ባትሪ ከምኡዉን መመላክዒ መኪና ማለት እዉን ዲኮር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

 ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት


1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልሉ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ :መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ : ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ወርሒ ሕዳር ሒሳብ ዘፈልጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምም/ር ንብረትን ካብ 6/05/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 50.00 ብምክፋል ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ 10000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከምኡዉን ኣብ ቅድመ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝኽእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/ 05 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 20/05 /2008 ዓ/ምሰዓት  9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ከይዲ እቲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል::ብተወሳኪ ዝተማልአ መምርሒ ሰነድ ጨረታን ዝርዝር እቲ ንብረትን ተተሓሒዞም

6 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መከፈትን በዓል እንተዊሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን

7 ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳማርያምቤተክርስትያን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ክፍሊ ቁፅሪ 34  

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝመሰሉ ዝተሓለወ እዩ

 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406839/ 408501 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo