ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ኮንስተራክሽን ኦፍ ግራቭል አክስሰ ሮድ ፕሮጀክት ችን ፈረስ ቢስ ክልተ ቱ ቢስ ሐደ ( Construction of Gravel Access road project chamfers BS2 to BS1 ዝስርሑ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ወይ ኮንትራክተራት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

1 ናይ 2008 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዘመኑ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ደረጃ ሽድሽተን ልዕሊኡን ብመንገዲ ስራሕቲ (Road Construction work) ፍቃድ ዘለኩም

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ መወደእታ ወርሒ ሒሳብ ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ

4 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መዓቀኒ (ስፐስፊኬሽን) መሰረት መሊኡ ዘቅርብ ክከዉን አለዎ መቅረብቲ ካብ 7 ጥሪ 2008 ዓ/ም ክሳብ 21 ጥሪ 2008 ዓ/ም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይክእሉ እዩም

5 መክበሪ ጨረታ 30000 (ሰላሳ ሽሕ ቅርሺ) ከምቲ ናይ ተጫራታይ ድሌት ብ CPO ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ክፍሊት መዘዚ ቼክ ወይ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቅድሚ እቲ ፖስታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ 21 ጥሪ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኻይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረከቡ ነቲ ጨረታ ካብ ምክፋት አይተአጓጎልን

7 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን30 ናይ ስራሕ መዓልታት እዩ

8 ናይቲ ጨረታ ቴክኒካል ሐደ ዋናን  ክልተ ቅዳሕን ፋይናንሻል ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ተጫረቲ እቲ ዘቀረበዎ ዋጋ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ደሌት መግለፂ ጥራሕ አይኮነን ነብስ ወከፍ ገፅ ማሕተምን ፊርማን ናይቲ ትካልኩም ክዓርፎ አለዎ

11 አድራሻ ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 13

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 4440 73 35 ወይ ድማ 03 4440 73 36  ፋክስ 03 4440 09 11 ወይ ድማ 03 4441 00 00 ምርካብ ይከኣል እዩ

 

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo