ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓዲ ጉዶም ሓድሽ ናይ ቢል ሶፍትዌር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፅዕን /ክገዝእ/ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓዲ ጉዶም

1 ምስቲ ስራሕ ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ 2012 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉን

2 ቲን ቁፅሪ ዘቅርቡ
3 መኸበሪ ጨረታ ብር 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብኣፍልጦ ካብ ዝተወሃቦ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ተጫረቲ ምሽናፎም ምስተናጎሮም ኣብ 5ተ መዓልቲ ዉሽጢ ዉዕል ክኣስሩ ዝኽእሉ ኮኾኑ ይግባእ

5 ተጫረቲ ብኢንግሊዝኛ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዝርዝር TOR ዘይምለስ 50 ብር ብምኽፋል ካብ 12/08/2012ዓ/ም ክሳብ 27/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ክወስዱ ዝኽእሉ ኮይኖም ጨረታ ዕለት 27/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ኣብቲ ጨረታ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ገምጋም ዝካየድ እንትኸዉን መጀመርያ ቴክኒካል ገምጋም ተኻይዱ 70% ንልዕሊኡ ንዝረኸበ ተወዳደርቲ ናብ ፋይናንሻል ይሓልፍ

7 ናይ ጨረታ ቴክኒካል ገምጋም 70% ዝወሃቦ እንትኸዉን ፋይናንሻል ድማ 30% ይወሃቦ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረተኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 37 00 96/ 09 38 15 14 48

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo