ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረታትን ናይ ዝተፈላለዩ ቀበሌታትን ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን NDP ብምሕማም ኮሮና ቫይረስ ምክንያት ብዝወፀ ህፁፅ ኣዋጅ ተናዊሒ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ ከም ዝስዕብ ተስተካኪሉ ኣሎ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት

 ሎት 1 ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ ዕድጊት  ሎት 2 ናይ ኣዳራሽ ወንበር  ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ንክዕደግ 22/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንክክፈት ተባሂሉ ዝነበረ ጨረታ ንዕለት 20/08/2012ዓ/ም  ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ሰዓት 4፡30 ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ሕጋዉያን ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ናይ 02 ቀበሌ ልምዓት ፕላን ወይ ድማ NDP 22/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ክክፈት ተባሂሉ ዝነበረ ን 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ይክፈት ናይ 01 ን 02 ቀበሌ ከም ሓደ ሳይት ኮይኑ ናይ 06 ቀበሌ ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ወይ ድማ NDP ናይ ካምፓኒ ፕሮፎልኩም ዘርዚሩኩም ወይ አተሓሒዝኩምን ን 21/07/2012 ሰዓት 11፡30 አታዊ ክትገብሩ ዝፍለጥ ዝነበረ ን 21/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ኣታዊ ክትገብሩ ይሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 42 45 45 63

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo