ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል 4G Appraratece ንምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ካብ 06/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 09/08/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo