ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ

ሎት ቁፅሪ

      ዝርዝር

መብርሂ

1

ካብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዘጋዕዛ መኪና ክራይ

ን2 ግዘ ዝወፀ

2

 መሳርሒ ፅሕፈት

ን2 ግዘ ዝወፀ

3

 ጥቅማ ጥቅሚ ሰራሕተኛታት

ን2 ግዘ ዝወፀ

4

ቶታል ስቴሽን

ን2 ግዘ ዝወፀ

5

ወርክሾፕ ማተሪያል

 

6

ዓመታዊ ምርመራ ተሽከርከርቲ /ካለዋዉዶ/

 
     

 

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግቦኦም ረቑሒታት

  1.  ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም::
  2.  ንኹሎም ሎት ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም : ቲን መለለይ ቁፅሪን  ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ዘለኩም::
  3.  ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ ብር 100.00 (ሐደ ሚኢቲ ብር) ብምክፋል አብ ከተማ መቐለ አጂፕ ጥቃ ካብ ዝርከብ ቤት ዕዪና ቢሮ ቁፅሪ 106 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
  4.  ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንስሚንቶ መጋዓዓዚ 5,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ንመሳርሒ ፅሕፈት 5,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ናይ ሰራሕተኛታት ጥቅማጥቅሚ 25,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ንቶታል ስቴሽን 40,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከትሕዝ አለዎ::ንተወሳኪ ድማ ቴክኒካል መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ፋይናንሻል መረዳእታን በበይኖም ከቅርቡ ኣለዎም
  5. ንወርክሾፕ ማተሪያል 30,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::ንካላዉዶ መዉፅኢ  4,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ አለዎ::
  6.  ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም::
  7. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ መቀለ ዝርከብ መክዝና ኣታዊ ይገብር
  8.  ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 17 ጥሪ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓሽጉ አብዚ ዕለት እዙይ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኸበዉን ናይቲ ጨረታ መስፈርት ክሳብ ዘማልኡ እቲ ጨረታ ይኽፈት::
  9.  ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እዚ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 416548 ምድዋል ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo