ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ህንፃ መሳርሕን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን መረዳአታ

3 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/07/2012ዓ/ኽ ሰዓት 11፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 01/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 63 80

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo