ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ማለት

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ተ.ቁ

ዝርዝር ኣቁሑት

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ቼርኬ ናይ ሃርድ ቶፕ

Pcs

05

2

Stapler Medium

Pcs

50

3

Calculator DJ-120d

Pcs

50

4

ክላሰር 250 ግራም ሮጊድ

Pcs

800

5

 በዓል ገመድ ቦክስ ፋይል 1ይ ደረጃ

Pcs

100

 ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

1 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለየ ቁፅሪ

2 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

3 ናይ ቫት ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

4 ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተፈለጠኣብ ዉሽጢ 05 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

5 ተጫረቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ማሕተም ገይሮም ብኢንቮሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 23/07/2012ዓ/ም ክሳብ 28/07/2012ዓ/ም ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ

6 እቲ ብሮፎርማ 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 69 44

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo