ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ሶላር ኤሌክትሪካል ስፒከር ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ማዕድን ኤነርጂ ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00ቅ/ሰዓት

5 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 12 09

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo