ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 50.00 ብምክፋል ትካል ዘዳልዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ ዝቐርብ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ ፣ ናይ ወርሒ ጥሪ ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ከተቕርቡ እትኽእሉ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 21/07/2012 ክሳብ 05/08/2012ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 05/08/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሺጉ 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

6 ትካልና ካልእ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁ 03 44 41 85 56

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo