ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ስሩዕ በጀት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሕታት ፅሬትን ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ካልኦት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሑመራ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ በዘቲ ዘርፉ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩምን ቲን ናምበር ወረቀት ምስክር ክተቕርቡ እትክእሉን

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ መረዳእታ ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

4 ዝተሓደሰ ናይ ወረቀት ምስክር ናይ መቅረባይነት ከትቅርቡ እትክእሉ

5 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ተካታሊ መዓልቲ ንብረት ከተርኩቡ እትክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሑመራ ካብ ዕለት 16/07/2012ዓ/ም ክሳብ 01/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ምዉሳድ የከእሉ

7 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት5000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ፣መሳርሒ ህንፃ 3000 ቅርሺ፣ መሳርሕታት ፅሬትን3000 ቅርሺ ፣ ስራሕቲ ሕትመትን 3000 ቅርሺ ፣ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ካብ ዝሰዓርዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ታክስ ክኮፍሉ ዝክእሉ

9 እቲ ጨረታ 02/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሻለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 48 00 63/03 42 48 50 71

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo