ቤት ምኽሪ ስፖርት ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንስፖርት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ናዉቲ ሻራ ጫማ : ማልያና ናይ ወፃኢ ሙሉእ : ማልያ ናይ ዓዲ ዉሽጢ ሙሉእ: መጋጫ ናይ ወፃኢ አናአሽቲ : ኩ/ኢድ ናይ ዉድድር ሳይክል (ፎኒክስ) ሕብሪ ወይንጠጅ : ናይ ሳይክል ተወዳደርቲ ግጡም ዕጥቂ ዓዲ ዉሽጢ : ናይ ሳይክል ተወዳደርቲ ናይ ርእሲ መካላኸሊ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ምኽሪ ስፖርት ከተማ ዓብይ ዓዲ

በዚ መሰረት አብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን አብ 2008 ዓ/ም ዘሐደስኩም

2 እቲ ጨረታ ናይ ባዓል ዋና ሕጋዊ ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ኾይኖም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ አታዊ ዝገበርሉ ዋንኡ ምስ ሐደ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

4 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

5 ናይ ግበሪ ኸፋላይ መለለይ ካርዲ(TIN) ዘለኩም

6 ንጨረታ መኽበሪ ብር ንስፖርት ናዉቲ መሳርሒ ብር 5000 ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ንሐደ ደኩመንት ዘይምለስ 50 ብር ብምኽፋል ካብ ቤት ምኽሪ ስፖርት ከ/ዓ/ዓዲ ብምግዛእ ክጫረቱ/ት ዝክእል/ሉ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ምክሪ ስፖርት ከ/ዓ/ዓዲ ምልከታ ካብ ዝተጠቐዐሉ ዕለት ጀሚሩ ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኹም ብምምላእ ኹሎም ዝተጠቐሱ አድለይቲ ዶኩሜንት ኮፐን ኦርጅናልን ነንበይነየ አብ ፖስታ ብምዕሻግ አብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማሀተምን ፊርማን ብምፅሓፍ አብ ቤፅት ጉመስትከዓዓዲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ንክትኣእትዉን ንክትወዳደሩ እናተሓሳሰብና

8 ምልክታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 02/05/08 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/0508 ዓ/ም እንትኸዉን 3:00 ናይ ንጎሆ

9 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 16/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንጎሆ

10 ሳንዱቅ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት16/05/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ

11 እቲ ጨረታ አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካየድ

12 እቲ ዝሰዓርዎ ዝርዝር ንብረት ናብ ከ/ዓ/ዓዲ /ቤት/ ፅ/ት/ጉ/መ/ፖርትን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንምቅራብ ዉዕል ካብ ዝአሰረሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ባዕሉ ኣምፂኡ ከረክብ ዝክእል

13 ቤት ምኽሪ ስፖርት ከ/ዓ/ዓዲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነተ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅረታት ስልኪ 0934201769 0914754945 ብምድዋል ይሕተቱ

አድራሻ አብ ጎኒ ኢትዩጰያ ንግዲ ባንክ ጨንፈር ዓ/ዓዲ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo