ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ፣ሕርሻ ፣ማይ ሃፍቲ ፣ ጥዕናን ፣ኮንስትራክሽንን፣ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናዉትታት ብናይ seftnet በጀት ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት እዉን ዘለዎ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎ

2 ተመዝቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ፣ በቢ እዋኑ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ፣

3 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 18/07/2012ክሳብ 25/07/2012ዓ/ም ተከታታሊ ናይ ስራሕ ሰዓት ይኸዉን ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ 25/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 25/07/2012 ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ይክፈት

6 መኸበሪ ፕሮፎርማ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ምዉሳድ ይካኣል

8 ሰዓራይ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72/03 46 64 02 09 /03 46 64 00 18

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo