ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባኣላጀ ንወረዱኡ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ እቲ ጨረታ 15/07/2012ዓ/ም ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 /ሓምሳ ቅርሺ/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ንብረትን ዕደጋን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝታሐደሰ ንግድ ፍቃድ መረዳእታ ኮፒ ምቅራብ ዝክእል

2 መረዳእታ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

4 ናይ መቅረባይነት 2012ዓ/ም ዘሐደሰን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 /ሓምሽተ ሺሕ/ ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከቅርብ ዝክእል

6 ኣብቲ ጨረታ በጄት መሰረት ብምግባር 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ዝካኣል ክፈልጡ ይግባአ

7 ሳንዱቕ ጨረታ 30/07/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ  በቲ ዕለት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘሎዉሉ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ - 03 44 21 00 89- 03 44 21 02 76 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo