ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲርና ክንሸይጥ ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 ናይ ምጭራት ዓቅሚ ዘለዎ ኩሉ ሕብረተሰብ ምጭራት ይክእል

2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 14/07/2012ዓ/ም ንተከታታሊ 10 መዓልቲ ይፀንሕ

3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓይደር ክወስድ ይክእለ

4 ተጫራታይ ናይ ጨረታ መከበሪ ብር 1000.00 በስፒኦ ወይ ካዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዘ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ 23/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 84 37

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo