ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንናይ ወረዳና ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ

ፅሬት ኣቅሑት ፣ ደቐቕቲ ኣቅሑት፣ ሕትመት ቫት ተመዝገብትን ዘይተመስገብትን ክትሳተፉ ትክእሉ

ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፈርኒቸር ፣ ናይ ሞተር መለዋወጢ ኣቅሑት ቫት ተመዝገብቲ ጥራሕ ክትሳተፊ ትክእሉ

1 ስለዚ በቲ መስመር ን 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናይ መቅረባይነት ወረቀት ኸ ቫት ተመዝገብቲ ንዝኮኑ ብመምርሒ ብዝፈቆዶ መሰረት ወርሓዊ ቫት ዲክላሬሽን ናይ 3 ወርሒ ቫት ዲክላሬሽን ኮፒ ከቕርቡ ዝክእሉ

2 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልከታ ካብ ዝተቃልሐሉ ዕለት 17/07/2012 ዓ/ም ሰዓትንተከታታሊ 15 መዓልቲ ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ንሕድሕድ ሰነድ  50.00 ( ሓምሳ ቅርሺ) ካብ ቤትፅ/ት/ፋይ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም ወ/ጣ/ኣበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 28ተ ክትወስዱ ትኸእሉ፤ ዕለት 02/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር 1ይ ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 28ተ  ዝክፈት ይኸዉን

3 ሰዓራይ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ናብ ወ/ጣ/ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይ/ምም/ር ኣታዊ ዝገብር፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 22 01 26/ 00 69

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo